


ሰራዊት ኢራን ብ ‘ሳብማሪን’ (ናይ ትሕቲ ባሕሪ መራኽብ) ንወደባዊት ከተማ ዓሰብ ከምዝኣተወ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ሰራዊት ብጀካ እቲ ዝዓጠቖ ባለስቲክ ሚሳይል ናይ ሩሑቕ ተንዘግዛጊ ሚሳይል ዓጢቑ ከም ዘሎን ብዝሑ ብርክት ዚበለ ከምዝኾነን ‘ውን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ።
ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሃገራዊ ባይቶ፡ ነጻ መራኸቢ ብዙሓን፡ ስርዓተ ሕግን ቅዋማዊ ስርዓትን ዝጽይኑሉ እንኮ ምኽንያት እንተልዩ፡ ሽፍትነትን ውዲትን ኣብ ቅድሚ ‘ቶም ናይ ተሓታትነትን ግልጽናን መድረኻት ዝኾኑ ዲሞክራስያዊ ትካላት ኣሳልጦ ክረክብ ዕድል ስለዘይብሉ እዩ።
ክውንነትን ግዜን ይቀዳደምሉ ኣብ ዘለዉ እዋን ንግዜ ቀዲምካ እዋናዊ ሓቤሬታ ብምስናቕ ንኩነታት ብምምዛን ህዝብን ሃገርን ኣብ ምድሓን ይሕግዝ ኢዩ ዝብል ግምት ስለ ዘለኒ ነቲ ዋሕዚ ሓበሬታ ካብ ክዉን መንፈሱ ከይቀየርኩ ናብቲ ከም ንፋስ እናሸበብ ዝቕድመና ዘሎ ህሉው ምዕባለታት ብምትዃር ኩለትናዊ ሓበሬታ ብምዕራፋት እናኸፋፈልኩ ኣብ ቦቶኦም ከትሕዞም ምዃነይ ቃል እናኣተኹ፡ እንሆ ናብ'ቲ ቀንድን መበገስን ዝነበረ ኣገዳስን ተኣፋፍን ቴማ ብዝያዳ ኣተኵረ አቕርቦ ።
It is time for Eritreans residing outside, especially those trained in the law, to start putting together charges against Isaias Afewerki for crimes such as conspiracy, murder, and treason. Enough evidences have been gathered to go forward and lay charges. Thus, a committee should be formed to oversee this task. It should be made up of Eritreans only. There should be no involvement of outsiders, except may be for technical help.
እቲ ናይ ሽዑ ምኽትል ዋና ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ተጋዳላይ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ ሰበ ስልጣን ስርዓት ደርግ ኣብ ምብራቕ ጀርመን ብመንገዲ መራሕቲ ምብራቕ ጀርመን ኤሪክ ሆኒከር . . . ዘካየዶ ዝርርብ ናይቲ ምሉእ ትሕዝቶ ጽሟቕ መግለጺ ኸኣ እዚ ዝስዕብ ነበረ፦
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ማእሰርቲ የሕቅቖም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ጀጋኑ ሓደ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ እዩ። ቢተወደድ ኣብርሃ ንውልቀመላኽነት ኢሳይያስ ብኣግኡ ስለዝተቓወመ ንልዕሊ 17 ዓመት ዓመታት ኣብ ቤትማእሰርቲ ይሓቅቕ ኣሎ። ነዚ ጸሓይ ናጽነት ኣምጺኡ ጸሃይ ንጽነት ዘይረኣየ መትከላዊ ተጋዳላይ ስርዓት ህግደፍ ክርሳዕ እዩ ዝደልዮ፡ ንሕና ግን ወትሩ ክንዝክሮ ይግባእ። በዚ ምኽንያት ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩም ንታሪኹን ኩነታት ማእሰርቱን ኣመልኪታ ቅድሚ ሕጂ ዝዘርግሓቶ ጽሑፍ ነቕርበልኩም። - ኣሰና
ኣልማዝ፡ (ምዕጉርታ ብንብዓት ጠልቅዩ፡ ንዘረባ ‘ውን ሓይሊ ስኢና)፡ ‘ ይኣክል በጃኻ ኤፍሬም ሓወይ! (ትብል ብድኹም ድምጺ)
Seyoum Tsehaye was born in Tukul in 1952 from his father Tsehaye Woldemariam and his mother Roma Solomon. His father was the owner of Bar Da’Osta at Campobollo in Asmara.
መሃንዘል፡ ኣንታ ዓርከይ ሳህለ ‘ታይ ደኣ ‘የ ዝሰምዕ ዘለኹ፡ ነቲ ሚኒስተር ወጻኢናስ ምእታው ከሊኦሞ ‘ቶም
ካናዳ፡…. ርኤኻ ሓቁ እንድዩ እዚ ሰብኣይ ተጻቢኦምና ‘ናለ ክኸሶም…ብቐደሙስ ኣበይ ተዋሒጡሎም ኢልካዮ ሃገር
ምዃንና…
ሜሮን ዘወልዲ ይብሃል። ካብ ኤርትራዊ ዝሞቦቆሉ ኣቦይ ወላዲየይ ኣቶ ዘወልዲ የሕደጎ ገብረዮውሃንስ ገብረዝጊን
ብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ዝኾነት ወላዲተይ ኣደይ ወይዘሮ ቡዙነሽ ሃይለ ወልዴ ብዕለት 06/06/1985 ዓመተ ምህረት
(ኣቆጻጽራ ፈረንጂ) ኣብ ሃገረ ኢትዮጵያ ከተማ ድረዳዋ ተወሊደ።|
|